ዓለም አቀፍ ዜና
43
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናየሶማሊያ ፕሬዚዳንት የእስራኤልን መገኘት እንደማይቀበሉ እና ኢትዮጵያ በሶማሊያ ግዛት በኩል የባሕር መዳረሻ ማግኘቷን ሞቃዲሾ እንደማይቃወም ገለጹ
ከአልጀዚራ ጋር በነበራቸው ቃለ ምልልስ ሐሰን ሼክ መሐሙድ እስራኤል በበርበራ የባሕር ኃይል ጣቢያ ለመመሥረት እያቀደች ነው ሲሉ ገልጸው፣ ሁቲዎች ቀጣናውን እና በባብ ኤል መንደብ ያለውን የመርከብ ዝውውር ነጻነት እያናጉ ነው ሲሉ ከሰሱ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሳዑዲ ዓረቢያ በሰንዓና በሦስት የየመን ክፍለ ሀገራት የአየር ጥቃት አደረሰች ሲሉ ሑቲዎች ገለጹ
ጥቃቱ ሑቲዎች በመዲና ላይ በሚገኝ የኤሌክትሪክ ኃይል ማመንጫ ላይ ለፈጸሙት ጥቃት የተወሰደ አፀፋ ሊሆን እንደሚችል ሪፖርቶች ያመለክታሉ
ዓለም አቀፍ ዜናበፈረንሳይ በተማሪዎች ተቃውሞ በመቶዎች የሚቆጠሩ ትምህርት ቤቶች ተዘግተዋል
ተማሪዎች የመምህራን እጥረትን፣ በክፍሎች ውስጥ ከአቅም በላይ መጨናነቅንና ያረጁ የትምህርት ቤት ሕንጻዎችን በመቃወም ላይ ናቸው
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናወንበዴዎች የተጠለፈችውን “ሆነር 25” የነዳጅ መርከብ አምስት ሠራተኞች ገደሉ፤ የፑንትላንድ ኃይሎች መርከቧን አስለቅቀው 16 ወንበዴዎችን ማረኩ
የፑንትላንድ የማስታወቂያ ሚኒስቴር፣ አምስቱ የተገደሉት የማስለቀቅ ዘመቻው ከመጀመሩ በፊት መሆኑን ገልጿል። የፑንትላንድ የባሕር ፖሊስ ኃይል፣ ሚያዝያ 21 በሰሜናዊ የሶማሊያ ጠረፍ የተጠለፈችው መርከብ አሁን ደኅንነቷ ተጠብቆ በመንግሥት ቁጥጥር ሥር መሆኗን አስታውቋል።
ዓለም አቀፍ ዜናከፍተኛ የኤርትራ መንግሥት ልኡክ በካይሮ፤ ግብፅ ለኤርትራ ልማት አስተዋጽኦ እንደምታደርግ ገለጸች
በሕግደፍ የኢኮኖሚ ጉዳዮች ኃላፊ አቶ ሓጎስ ገብረሂወትና በንግድና ኢንዱስትሪ ሚኒስትር አቶ ነስረዲን በከት የተመራው ልኡክ፣ ከግብፅ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዶክተር ባድር ዓብደላቲ ጋር ተገናኝቷል።
ዓለም አቀፍ ዜናቀጠር በሽምግልና ሚናዋ እንደምትቀጥል አረጋገጠች፤ የኤርትራና ጅቡቲን ተሞክሮ በአብነት ጠቅሳለች
የቀጠር ጠቅላይ ሚኒስትር ሼክ መሐመድ ቢን ዓብዱራሕማን አል ታኒ፣ ሽምግልና የአገራቸው የውጭ ፖሊሲ ዋና አቅጣጫ መሆኑን ገልጸዋል።
ዓለም አቀፍ ዜናሳውዲ አረቢያ በጥቃት ተቋርጦ የነበረውን የነዳጅ ጭነት ከያንቡ ወደብ በድጋሚ ጀመረች
ከምሥራቅ ወደ ምዕራብ የሚዘረጋው የነዳጅ ቧንቧ መስከረም 11 በድሮን ተመትቶ ከሥራ ውጭ ሆኖ የነበረ ሲሆን ከስድስት ቀናት በኋላ ሥራ ጀምሯል።
ዓለም አቀፍ ዜናግብፅ በቀይ ባሕርና በባብኤል መንደብ የመጓጓዣ ነጻነት እንዲጠበቅ ጠየቀች፤ ደኅንነቱ የአጎራባች አገሮች ኃላፊነት ነው አለች
የግብፅ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ባድር ዓብደላጢ፣ የቀይ ባሕርና የባብኤል መንደብ የባሕር መተላለፊያ ደኅንነት በአካባቢው የሚገኙ የአረብና የአፍሪካ አገሮች ኃላፊነት መሆኑን ገለጹ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናየተባበሩት የአረብ ኤሜሬቶች የሕወሓትን ጥቃቶች ኮነኑ፤ ከኢትዮጵያ መንግሥት ጎን መሆናቸውን ገለጹ
የሚኒስትር ደዐ ሼክ ሻክቡት ቢን ነህያን አል ነህያን፣ ኤሜሬቶች ከኢትዮጵያ መንግሥትና ሕዝብ ጎን ሙሉ በሙሉ መሆናቸውን ገለጹ።
ዓለም አቀፍ ዜናየአውሮፓ ኅብረት፦ ሁለት አባል ሀገራት መርከቦቻቸውን ወደ ቀይ ባሕር ለመላክ ተዘጋጅተዋል
ካያ ካላስ የሀገራቱን ስም ሳይጠቅሱ፣ የሑቲ ጥቃቶች የአስፒደስ ተልዕኮ በሙሉ አቅሙ እንዳይሠራ አድርገውታል ብለዋል።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናየሶማሊያ ሠራዊትና ከሥልጣን ለተወገደው የደቡብ ምዕራብ ፕሬዚዳንት ታማኝ የሆኑ ኃይሎች በባይዶዋ ተዋጉ
ኤም.ኤስ.ኤፍ እንዳለው፣ በሶማሊያ ሦስተኛዋ ትልቅ ከተማ በተደረገው ውጊያ ሦስት ሰዎች ተገድለዋል፣ 69 ደግሞ ቆስለዋል።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሰራዊት ሱዳን ኣብ ሰሜን ኮርዶፋን ድሮን RSF ኣውዲቑ፤ ነፈርቲ ውግእ ናብ ኒያላ ተመሊሰን ደብዲበን
ቃል ኣቀባሊ ሰራዊት ሱዳን፡ ሰንበት ንግሆ ብምዕራብ ቲና ናይ ጸላኢ FH-95 ድሮን ከምዝወደቐት ገሊጹ፤ ሱዳን ትሪብዩን ድማ ነፈርቲ ውግእ ድሕሪ ነዊሕ ምቁራጽ ኣብ ኒያላ እንተወሓደ ሰለስተ ቦታታት ከምዝደብደባ ኣቃሊሑ።
ዓለም አቀፍ ዜናትራምፕ፡ ብመገዲ ቐጠር ምስ ኢራን ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ኣብዚ ሰሙን ክጅምር ይኽእል ኢሉ
ናይ ኢራን እማመ ከምዝነጸጎ ድሕሪ ምግላጹ ሓደ መዓልቲ ጸኒሑ ዝመጸ ዝርርብ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናምምሕዳር ዳርፉር መሕለፊ ዶብ ቲና ምስ ቻድ ንሰብኣዊ ሓገዝ ደጊሙ ከፊቱዎ
ሱዳን ትሪብዩን ከምዝገለጾ፡ ኣብዚ ሰሙን 60 መካይን ሓገዝ ብቲና ሰጊረን፤ እቲ መገዲ ናብ ሰሜን ዳርፉር ዘሎ ጉዕዞ ኣርባዕተ መዓልቲ ይንክዮ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናኣብ ኤልዖቤድ ማእከል መዕቆቢ ተፈናቐልቲ ብድሮን ተሃሪሙ፤ ክልተ ሰባት ሞይቶም
ምምሕዳር ክፍለ ሃገር ሰሜን ኮርዶፋን፡ 20 ሰባት ቆሲሎም ኣብ ብዙሕ ሲቪላዊ ቦታታት ከተማ ድማ ተሃሪሙ ኢሉ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሱዕዲ ዓረብ ናይ ረድኤት መኪናኣ ብድሮን ምጥቃዓ ናብ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ኣቕሪባ
ኣምባሳደር ሱዕዲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብ17 ነሓሰ ጥቓ ኤልዖቤድ ድሮን RSF 1,150 ጥማራት መግቢ ኣዕንዩ ኢሉ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ሱዳን፡ ዋዕላ ገበን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤማራት ምክያዱ ነጺጋ
ኢንቲሳር ዓብዱል-ዓል፡ ኣቡዳቢ ንሓይልታት ፈጥኖ ደራሽ ኣጽዋር ተቕርብ ኣላ ኢላ ከሲሳ፤ ኤማራት ነቲ ክሲ ነጺጋ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሱዳን ትሪብዩን፡ ኣዛዚ ጉጅለ RSF ምስ 50 ተዋጋእቲ ናብ ሰራዊት ሱዳን ተጸምቢሩ ኢሉ
እቲ ኣዛዚ ኣል-ጣይብ ኣል-ዋሒዱ ምስ ሓሙሽተ ዕጡቓት መካይን ብ25 መስከረም ኣብ ኦምዱርማን ከምዝተቐበልዎ እቲ ጸብጻብ ገሊጹ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናትራምፕ ናይ ኢራን ናይ ሸውዓተ መዓልቲ እማመ ነጺጉ፤ ኢራን ድሕር ኣይንብልን ኢላ
እቲ እማመ፡ ኣሜሪካ ዕጉት ገንዘብ ኢራን ክትፈትሕ፡ እገዳ ነዳዲ ከተልዕልን ባሕራዊ ዕጽዋ ወደባት ከተቋርጽን ይሓትት፤ ኣብ መበል ሻውዓይ መዓልቲ ድማ መጻብቦ ሆርሙዝ ክኽፈት።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናኣልቡርሃን ቪዛ ከምዘየድልዮን፡ ናይ ኣሜሪካ እማመ ቶኩስን ነጺጉ
ሓለቓ ሰራዊት ሱዳን ኣብ ካርቱም ኣብ ዝገበሮ መደረ
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ክልተ ተፈላለየ ጃምላዊ ተኹሲ እንተወሓደ 27 ሰባት ተቐትሉ
ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ ከምዝገለጾ፡ ኣብ ወደላን ልዋንድለን ኣብ ዝተፈጸመ ክልተ መጥቃዕቲ 27 ሰባት ተቐትሉ 26 ቆሲሎም፤ ክሳብ ሕጂ ዝተኣስረ ሰብ የለን።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሓካይም ሱዳን፡ RSF ኣብ ሶዳሪ ዝርከብ ሆስፒታል ዘሚቱን ኣዕንዩን ኢሎም
መርበብ ሓካይም ሱዳን ከምዝገለጾ፡ ንልዕሊ 50,000 ስድራቤታት ዘገልግል ነበረ ሆስፒታል ሶዳሪ ብRSF ተዘሚቱ ፈሻሲኑ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሱዳን ትሪብዩን፡ RSF ካብ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ብበርሚል 4 ዶላር ይወስድ ኣሎ ኢሉ
እቲ ጋዜጣ ምንጭታት ብምጥቃስ፡ RSF ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ብዘሎ መስመር ነዳዲ ሀግሊግ ክፍሊት መሕለፊ ይእክብ ኣሎ ኢሉ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 400 ሱዳናውያን ናብ ቻድ ይሳገሩ ኣለዉ ኢሉ
ኣብዛ ዓመት ናብ ምብራቕ ቻድ ዝኣተዉ ስደተኛታት ልዕሊ 55,000 በጺሖም፡ ካብ ሚያዝያ 2023 ንደሓር ዘሎ ጠቕላላ ድማ ናብ ሓደ ሚልዮን ተቓሪቡ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናኣብ ማእከላይ ሱዳን ዓብዪ መኽዘን ነዳዲ ብድሮን ተሃሪሙ
ተቐማጦ ኣቡ ሓራዝ፡ ሰንበት ንግሆ ኣብ መኽዘን ነዳዲ ኡም ዓሊላ ተኸታታሊ ነተጓትን ሓዊን ተኸሲቱ ኢሎም።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናኣብ ብሪጣንያ ጥቓ መደበር ኣየር ብሓይልታት ኣሜሪካ ዝጥቀመሉ ሰባት ተኣሲሮም
ፖሊስ ግሎስተርሻየር፡ ብሕጊ ተፈናጀርቲ ነገራት ተጠርጢሮም ሰባት ከምዝተኣስሩን ኣባይቲ ቁሸት ዌልፎርድ ከምዝተጋለዩን ገሊጹ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናኣብ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዝወደቐት ነፋሪት 17 ሰባት ቀቲላ
ምክትል ኣመሓዳሪ ክዋንጎ ከምዝገለጾ፡ እታ ካብ ኪክዊት ናብ ኪንሻሳ ትጓዓዝ ዝነበረት ነኣሽቱ ነፋሪት ኣብ ከተማ ኬንገ ኣብ መንበሪ ቦታ ወዲቓ፤ ክልተ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሓለፍቲ ኣብ ውሽጢ ነበሩ።
ዓለም አቀፍ ዜናንናታንያሁ ዘጨነቐ ሚስጥራዊ ጸብጻብ ወጺኡ
መጽሄት ኣትላንቲክ፡ ግብጻዊ ሓላፊ ስለያ ቅድሚ መጥቃዕቲ 7 ጥቅምቲ 2023 ናብ እስራኤል ተጓዒዙ ከምዘጠንቀቐ ገሊጻ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናቬኔዝዌላ 39 ፖለቲካዊ እሱራት ፈንያ
ውድብ ሰብኣዊ መሰላት ሁስቲስያ፡ ኤንኩዌንትሮ ኢ ፐርዶን (JEP) ከምዝገለጾ፡ ካብ ዓርቢ ክሳብ ቀዳም 39 ፖለቲካዊ እሱራት ተፈንዮም።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሱዕዲ ዓረብ፡ ሕቡራት ሃገራት ሆርሙዝ፡ ባብ ኤል-መንደብን ቀይሕ ባሕርን ክሕሉ ጸዊዓ
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዕዲ ዓረብ ልኡል ፈይሰል ቢን ፈርሓን ኣል ሱዑድ፡ ሃገሮም ኣገደስቲ መሕለፍታት ባሕሪ ከም መሳርሒ ጸቕጢ ክውዕሉ ትነጽግ ኢሉ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሕብረት ኤውሮጳ ኣስታት 710 ሚልዮን ዩሮ ሓድሽ ደገፍ ኣወጊኑ
ፕረዚደንት ኮሚሽን ሕብረት ኤውሮጳ ኡርሱላ ቮን ደር ላየን ኣብ ኒውዮርክ ከምዝገለጸቶ፡ ዓቢ ክፋል እቲ ገንዘብ ናብ ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሪቃ ይውዕል።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ጀርመንን ሩስያን ድሕሪ 2022 ንፈለማ ግዜ ተራኺቦም
ዮሃን ቫደፉልን ሰርጌይ ላቭሮቭን ብጎኒ 81 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኒውዮርክ ዘተ ኣካይዶም።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ቤት መስተ ዝተፈጸመ ተኹሲ 17 ሰባት ቀቲሉ
ሸሞንተ ዕጡቓት ኣብ ምዕራብ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝርከብ ቤት መስተ ተኺሶም፡ 17 ቀቲሎም 15 ኣቝሲሎም። ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣሰር እቶም ኣጥቃዕቲ ይኣናዲ ኣሎ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናትራምፕ ናይ ኢራን መደብ መጻብቦ ሆርሙዝ ንምኽፋት ነጺጉ
ኢራን ብመንጎኝነት ቐጠር ኣብ ሸውዓተ መዓልቲ መጻብቦ ሆርሙዝ ዝኽፈተሉ መንገዲ ኣቕሪባ፤ ፕረዚደንት ትራምፕ ግና ነጺጉዎ።
በቀጥታዓለም አቀፍ ዜናሰራዊት ሱዳን ስትራተጂካዊት ከተማ ሶደሪ ተቖጻጺሩ
ዓለም አቀፍ ዜናግብጺ ፍሉያት ኮማንዶ ሰራዊት ሶማል ኣመሪቓ
እቲ ስልጠና ስርሒታት ኮማንዶ፡ ወፍሪ ጸረ-ሽበራ፡ ናይ ከተማ ስርሒታትን ካብ ነፈርቲ ብምዝላል ዝግበር ንጥፈታትን ዘጠቓለለ ነይሩ።
ዓለም አቀፍ ዜናስዑዲ ዓረብ፡ ቱርክን ፓኪስታንን ህጹጽ ወተሃደራዊ ኣኼባ ክገብራ
እቲ ኣኼባ፣ ኣካል ናይቲ ብሰለስቲአን ሃገራት ዝተኸተመ ሓባራዊ ስምምዕ ምክልኻል መካ ምዃኑ ተገሊጹ።
ዓለም አቀፍ ዜናኢራን መጻብቦ ሆርሙዝ ንምኽፋት 3 ቅድመ ኩነት ኣቕሪባ
ኣሜሪካ ነቲ ሕቶታት እንተተቐቢላቶ፣ እቲ መጻብቦ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልታት ክኽፈት እዩ ትብል ኢራን።
ዓለም አቀፍ ዜናፕረዚደንት ኢራን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ንኣሜሪካን እስራኤልን ኣፈራሪሑ
ማሱድ ፔዘሽክያን፣ ኢራን ኒዩክለራዊ ኣጽዋር ንምምዕባል ሓሳብ ከምዘይብላ ገሊጹ፣ ናይ ኒውክሌር ስነፍልጠት ምንቅስቓስ ግን ደው ከምዘይተብሎ ኣፍሊጡ።
ዓለም አቀፍ ዜናመራሕቲ ዓለም ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣንጻር ናታንያሁ ተዛሪቦም
ብራዚል፡ ቀጠርን ቱርክን ንእስራኤል ብምጽናት ዓሌት ከሲሶማ።
ዓለም አቀፍ ዜናኣሜሪካ ንጀነራል ኣልቡርሃን ናይ ሕቡራት ሃገራት ቪዛ ከሊኣ
ዋሽንግተን፡ ክልቲኦም ጀነራላት ንሱዳን ናይ ምምራሕ ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ብቕዓት የብሎምን ክትብል ገሊጻ።
ዓለም አቀፍ ዜናኣሜሪካ ኣብ ተሽከርከርቲ ረድኤት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ድሮን ኮኒና
ዋሽንግተን፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ መካይን ረድኤት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብህጹጽ ክምርመር ጻውዒት ኣቕሪባ።
ዓለም አቀፍ ዜናግብጺ ንኢትዮጵያ፡ ዲጋን ምንጻፍን ሓደ ኣይኮኑን
ሚኒስተር ሃኒ ሰዊላም፡ ልዕሊ ዓሰርተ ሃገራት ዝካፈላልኦ ፈለግ ልኡላዊ መሰል ሓንቲ ሃገር ኣይኮነን።
