ኤርትራ ክሲ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ነጺጋቶ
ኤርትራ ብወገና፡ ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ መእተዊ ንምርካብ ወራር ከይትፍጽም ስክፍታ ከምዘለዋ ትገልጽ ኢሉ እቲ ጸብጻብ ኣልጀዚራ።

በቀጥታ
'
Al Jazeera reported on 27 September that Eritrea has rejected the accusation by Ethiopia's Chief of General Staff, Field Marshal Birhanu Jula, that it funds and supports armed groups to weaken Ethiopia. The report said Eritrea has in turn voiced concern that Ethiopia may invade in order to gain access to the Red Sea.
ኣልጀዚራ ብ27 መስከረም ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ኤርትራ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንዕጥቃውያን ጉጅለታት ትድግፍ ኣላ ዝበሎ ክሲ ነጺጋቶ ኢሉ። ኤርትራ ብወገና፡ ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ መእተዊ ንምርካብ ወራር ከይትፍጽም ስክፍታ ከምዘለዋ ትገልጽ ኢሉ እቲ ጸብጻብ።
