ኮሚሽነር ዞባ ማርሳቢትን ቀይሕ መስቀል ኬንያን፡ ድሕሪ እቲ ረቡዕ ዝጀመረ ግጥም ኣማኢት ሰባት ዶብ ሰጊሮም ኢሎም። ኣዲስ ስታንዳርድ፡ እቲ ውግእ ባንዴራ ክልል ሶማሌ ኣብ ሞያለ ምስ ምልዓል ዝተኣሳሰር ጎንጺ ስዒቡ ተፈጢሩ ክብል ጸብጺባ።