ስፖርት
9
በቀጥታስፖርትበቀጥታ፡ ኤርትራ ከደቡብ አፍሪካ — የአፍሪካ ዋንጫ ማጣሪያ
የጨዋታው ፍጻሜ፡ ኤርትራ 0 - 5 ደቡብ አፍሪካ። ከካይሮ አል-ሰላም ስታዲየም የቀጥታ ዘገባ።
በቀጥታስፖርትUCI ንግርማይ፡ ሙሉእብርሃንን ሓላፊ ስፖርት ኤርትራን ብሰንኪ ክዳን ብገንዘብ ቀጺዑ
ነፍሲ ወከፍ ካብቶም ክልተ ትቃዳደምቲ ብ500 ፍራንክ ስዊዘርላንድ፡ ሓላፊ ስፖርት ድማ ብ1,000 ፍራንክ ተቐጺዑ።
በቀጥታስፖርትኤርትራ ኣብ ሞንትርያል ኣብ ዝተኻየደ 195 ጉባኤ UCI ተሳትፋ
ሚኒስትሪ ዜና ከምዝገለጾ፡ ልኡኽ ሃገራዊ ፈደረሽን ብሽክለታ ብዛዕባ ስልጠና መንእሰያትን ኣብ ኣፍሪቃን ዓለምን ዘለዋ ደረጃን ጸብጻብ ኣቕሪቡ።
በቀጥታስፖርትኢትዮጵያውያን ኣብ ማራቶን በርሊን ተዓዊቶም፤ ኣሰፋ ናይ ዓለም ሪኮርድ ብ1:08 ኣምሊጣታ
ጉየ ኣዶላ ናይ ተባዕትዮ፡ ትግስት ኣሰፋ ድማ ናይ ኣንስትዮ ማራቶን በርሊን ተዓዊቶም።
በቀጥታስፖርትኤርትራውያን ትቃዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ውድድር ዓለም ኣብ ሞንትርያል ይወዳደሩ ኣለዉ
ብርሃነ ግርማይን ብጾቱን ኣብ መዕጸዊ መዓልቲ ሻምፕዮና ዓለም፡ ኣብ 273.7 ኪሎ ሜተር ውድድር ጽርግያ ተጸምበሩ።
ስፖርትኤርትራ ምስ ኬንያ 1-1 ተፈላልየን
ናሆም ግርማይ ኣብ 36 ደቒቕ ንኤርትራ ኣቐዲሙ፤ ራያን ኦጋም ግን ኣብ 87 ደቒቕ ንኬንያ ኣመዓራርዩ። ኤርትራ ካብ ናይሮቢ ሓደ ነጥቢ ሒዛ ተመሊሳ።
ስፖርትኤርትራ ቀዳመይቲ ጸወታ ጉጅለ ድ ምስ ኬንያ ኣብ ናይሮቢ ተካይድ
ቀዳም 26 መስከረም ኣብ ናያዮ ስታድዮም ናይሮቢ፣ ሰዓት 1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብግሪንዊች።
ስፖርትኤርትራ ድሕሪ 18 ዓመታት ናብ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ ተመሊሳ
ብድምር 4 ብ1 ንኤስዋቲኒ ሰዒራ ናብ ጉጅለ ዙር ሓሊፋ።
ስፖርትልኡኽ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናብ ናይሮቢ ኣትዩ
ናትና ቲቪ ንሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዓወት ትምነ።
