ሰሉስ · 13 ጥቅምቲ 2026
14
ኤርትራሚኒስተር የማነ፡ ፈኸራ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣዋጅ ወራር እዩ ኢሉ
ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ጀነራል ይልማ መርዳሳ፡ ኣፍደገ ባሕርና ክንከፍት ኣብ ኣፋፌት ኢና ኢሉ
ኣህጉራዊ ዜናከበድቲ ናይ ጽዕነት በረራታት ናብ ኤርትራ፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን
ብ4 ጥቅምቲ ናይ ቤላሩስ IL-76 ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ተራእያ፤ ኢማራት ናብ ኢትዮጵያ ተደጋጋሚ በረራ ትገብር ኣላ
ኣህጉራዊ ዜናዶይቸ ቬለ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ መሬት ኤርትራ ኣይኣተወን ኢሉ
ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝተዘርግሐ ደባይ ሲማ ተታሒዛ ዝብል ሓበሬታ ሓሶት ምዃኑ ኣረጋጊጹ
ኢትዮጵያኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራ መጥቃዕቲ ድሮን ቀጺሉ ኣሎ
ኣብ ገርሁ ስርናይን ኣሕሰዓን ኣብያተ ትምህርቲ ተዃሒነን፤ ኣብ ቃፍታ ሸራሮ ሰፊሕ ባርዕ ቀጺሉ
ኢትዮጵያጌታቸው ረዳ ኣብ ራያ ተቓውሞ ከም ዘጋጠሞ ተገሊጹ
ኣብ ሓዘን ኣቦኡ ዝገበሮ ዑደት፤ ህዝቢ ራያ ነቲ ፖለቲካዊ ጻውዒቱ ኣይተቐበሎን ተባሂሉ
ኣህጉራዊ ዜናሰሜን ኮርያ ናይ ነዊሕ ርሕቀት ባለስቲክ ሚሳይል ፈቲና
እቲ ፈተነ ኣብ ምብራቓዊ ማያዊ ግዝኣታ ከም ዝተኻየደ ገሊጻ
ኣህጉራዊ ዜናኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ርያድ መጥቃዕቲ ሚሳይል፡ 12 ሰባት ተቐቲሎም
ኣስታት 310 ቆሲሎም፤ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ንጥፈታቱ ንግዜኡ ኣቋሪጹ
ኣህጉራዊ ዜናትራምፕ፡ ሩስያ ኲናት ዩክሬን ብዘተ ክዓርፍ ድሌት ኣለዋ ኢሉ
ድሕሪ እቲ ብ9 ጥቅምቲ ምስ ፑቲን ዘካየዶ ዝርርብ፤ ንዩክሬን ምርጫ ከተካይድ ጸዊዑ
ኣህጉራዊ ዜናኣብ ለንደን ሰደድ ኣጽዋር ናብ እስራኤል ክቋረጽ ሰልፊ ተኻዪዱ
ኣሽሓት ሰልፈኛታት ንግዳዊ እገዳ እውን ክውሰን ጸዊዖም
ኤርትራኤርትራ ንሕቡራት ሃገራት ናይ መግትኢ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዓ
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ እቲ ናይ ኢትዮጵያ ስጉምቲ ንመላእ ዞባ ዘይምርግጋጽ ዝፈጥር እዩ ኢሉ
ኢትዮጵያጌታቸው ረዳ ውግእ ትግራይ ከም ዘብቀዐ ኣዊጁ
እቲ ዞባ ንሽዱሽተ ወርሒ ኣብ ትሕቲ ፌደራላዊ መሰጋገሪ ትእዛዝ ክጸንሕ እዩ ኢሉ
ኣህጉራዊ ዜናፕረዚደንት ሶማል ምስ ልኡኽ ብሪጣንያ ብዛዕባ ጸጥታ ዘትዮም
ኣምባሳደር ቻርለስ ኪንግ፡ ብሪጣንያ ንሰብኣዊ ረድኤትን ምርግጋእን ክትድግፍ ምዃና ኣረጋጊጹ
ኣህጉራዊ ዜናኣብ ሱዳን መጥቃዕቲ ድሮን 41 ሰባት ቀቲሉ
መብዛሕትኦም ግዳያት ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑን፤ ሕቡራት ሃገራት ነቲ መጥቃዕቲ ኰኒንዎ
ኤርትራሃማደኤ ጨንፈር ብሪጣንያ ዓመታዊ ገምጋሙ ኣብ ለንደን ኣካዪዱ
130 ወከልቲ ንኡስ ጨናፍር ተሳቲፎም፤ ፕሮጀክት መሰልጠኒ ማእከል መንደፈራ ተዓዊቱ ተባሂሉ
