ሰሉስ · 24 ሕዳር 2026
3
ብቐጥታኤርትራተዓዘብቲ ግጭት፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብቲ ናብ ወደብ ዓሰብ ዘብጽሕ መንገዲ፡ ኣብ ጥቓ ከተማ ቡረ ተወሳኺ ሓይሊ ከምዘዋፈረ ገሊጾም
ክሪቲካል ትረትስ ፕሮጀክት ናይ ሳተላይት ስእልታትን ክልተ ተዓዘብቲ ግጭትን ጠቒሱ ኣፍሊጡ። ኣዲስ ኣበባን ኣስመራን ክሳብ ሕጂ ዝሃብኦ መግለጺ የለን።
ብቐጥታኢትዮጵያኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ሓይልታት ኢትዮጵያን ሓይሊ ሰላም ትግራይን ኣብ ኣላማጣ ዝፈጸምዎ ደብዳብ ከም ገበን ውግእ ክምርመር ጸዊዓ
እታ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ትካል፡ ኣብ ኣርባዕተ ፍጻመታት ደብዳብ ሞት 14 ሲቪላት ከምዘረጋገጸት ገሊጻ፤ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ናጻ መርማሪ ኣካል ከቕውም ጸዊዓ።
ብቐጥታኤርትራኤርትራ፡ ግብጽን ሱዳንን ኣብ ኣስዋን፡ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፍነት ናይተን ገማግም ሃገራት ምዃኑ ኣረጋጊጸን
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ጎኒ መድረኽ ኣስዋን ተራኺቦም፤ ግዝኣታዊ ሓድነት ኤርትራ ከምዝድግፉ ገሊጾም።
