ሰንበት · 11 ጥቅምቲ 2026
7
ኣህጉራዊ ዜናሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምሒር ከም ዘተሓሳሰቦ ገሊጹ
ኣፈኛ ስተፋን ዱጃሪክ፡ ኩሎም ወገናት ተጻብኦ ደው ኣቢሎም ናብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክምለሱ ጸዊዑ
ኣህጉራዊ ዜናግብጺ፡ ኢትዮጵያ ንኤርትራ እናወረረት ስቕ ኢለ ኣይርእን ኢላ
ጋዜጠኛ ካልድ መሓመድ፡ ዝኾነ ወተሃደራዊ ተበግሶ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዞባዊ ሚዛን ይዘናብል ኢሉ
ኢትዮጵያሓይልታት ትግራይ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ህጹጽ ጸጥታዊ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፎም
ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ቢሾፍቱ፡ ሰመራን ባሕርዳርን ካብ ወተሃደራዊ ትካላት ክርሕቁ ተሓቲቶም
ኣህጉራዊ ዜናቻነል 4 ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራ ነቲ ዝዘርግሐቶ ዜና ይቕሬታ ሓቲታ
ዋና ኣሰናዳኢት ሊንድሲ ሂልሰም፡ እቲ ዝተጠቐምናሉ ቪድዮ ናይ ሕጂ ኣይነበረን ኢላ
ኣህጉራዊ ዜናግብጺ ነቲ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ርያድ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ኮኒና
ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም፤ ግብጺ ምስ ስዑዲ ዓረብ ብምሉእ ክትተሓባበር ምዃና ኣፍሊጣ
ኣህጉራዊ ዜናትራምፕ፡ ሓጽቢ ህዳሰ ንፈለግ ኒል ብዘይ ማይ ኣትሪፍዎ ኢሉ
እቲ ሓጽቢ ብገንዘብ ኣመሪካ ተሰሪሑ ኢሉ፤ ኢትዮጵያ ነዚ ኣጥቢቓ ትነጽጎ
ብቐጥታኢትዮጵያሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣብ ትግራይ ትሽዓተ መቐበሊ ቦታታት ሰሚዩ፤ ንተዋጋእቲ ህወሓት ናይ መወዳእታ ዕድል ኢሉ
ምክትል ኮሚሽነር ብርጋዴር ጀነራል ደርቤ መኩርያው፡ መንግስቲ፡ ሰራዊት ምክልኻልን ኮሚሽኑን ተዋጋእቲ ክቕበሉ ተዳልዮም ኢሉ፤ ሓደ ጉጅለ ውሽጢ ህወሓት ነቲ መስርሕ ይዕንቅፍ ኣሎ ኢሉ ከሲሱ።
