ሚኒስተር ዘሎ ሸኽ ሻኽቡት ቢን ንህያን ኣል ንህያን፡ ኢማራት ምስ መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ምሉእ ምድግጋፍ ከምዘለዋ ገሊጹ።
ኤኤፍፒ ዝጠቐሶ ምንጪ ሰብኣዊ ሓገዝ፡ ካብቲ ውግእ ዝጀመረሉ እዋን ኣብ ክልል ዓፋር ብውሑዱ 150 ሽሕ ሰባት ከምዝተመዛበሉ ገሊጹ።